አዲስ አበባ ፣ የካቲት 14 ፣ 2009 (ኤፍ ቢ ሲ) በድንበር አካባቢ የሚገኙ የምዕራብ ትግራይ ነዋሪዎች የአካባቢውን ልማት በማረጋገጥና ሰላምን በመጠበቅ እያደረጉ ያለውን ተሳትፎ አጠናክረው መቀጠል እንደሚገባቸው ጠቅላይ ሚኒስትር ሃይለማርያም…
ብዓል 11 ለካቲት 520 ስድራ ሰማእታትን ናይ ኢትዮ ሱዳን ወሰን ልምዓት ተሳተፍቲ አብዝተረኸብሉ ብድምቀት ተኸቢሩ ዘስላሰ ግደይ (መቐለ) ብዓል 11 ለካቲት መበል 42 ዓመት ካብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝተወከሉ 520…
መንግስቲ ዕብየት እዛ ሃገር ጋህዲ ንምግባር ዓሊሙ ኣብ ካልኣይ ትልሚ ዕብየትን ትራንስፎርሜሽንን ካብ ሕርሻ ናብ ኢንዳስትሪ ዝመርሖ ቁጠባ ዘሰጋግር ኣንፈት ሓንፂፁ ይንቀሳቐስ ኣሎ። እቲ ኣንፈት ክፍፀም ዝኽእል እውን ከም ሓደ…
ዘመነ መንግስቲ ኣኽሱም ኣብ’ቲ መዋእል ኣብ ዓለም ካብ ዝነበሩ ኣርባዕተ ስልጣነታት ሓደ እዩ ነይሩ፡፡ በቲ ሽዑ ዝነበረ ስልጣነ ዝተሰርሑ ባህላዊን ኪነ-ጥበባዊን ስራሕቲ ዘኹርዑ ታሪኻትን ቅርስታትን ህዝቢ ትግራይ ኮይኖም ካብ ወለዶ…
ንሙሴ ካብ ቤት ማእሰርቲ ንምዉፃእ ዘክኣለ ዕዉት ወፍሪ ኣብ ዝተኻየደሉ ፅባሕ እዩ፡፡ እቲ ኦፕሬሽን ሽረ ዝተኻፈለን ኣብ ደደቢት ዝፀንሐን ሓይሊ ኣብ በረኻ ዊዳኽ ተኣኻኺቡ ኣሎ፡፡ እዞም ዉሑዳት ተጋደልቲ ነቲ ዝጀመርዎ…