Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Articles (Page 16)

ትግራዋይ መንነት? ማእኸልማሕበረሰባዊ ሙህዞ ትግራይ ግንቦት 3/2010

ትግራዋይ መንነት? I. መበገሲ ሓሳብ ትግራዋይነት እንታይ እዩ? መቦቆሉ ካበይ እዩ? ናበይ ገፁኸ የምርሕ ኣሎ? በየናይ መንፊታዊ መዐቀኒ ንምዝኖ? ብተግባር ከመይ ንገልፆ? ሓቂን ሓሶትን ከመይ ንፈልጥ? ስርወ መሰረቱ እንታይ እዩ?…

ስለ “ሰላማዊ የስልጣን ሽሽግግር” እና ሌሎች ተያያዥ ጉዳዮች: ኣጭር ቅኝት ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ 26 መጋቢት 2010 ዓ/ም

ስለ ሰላማዊ የስልጣን ሽሽግግር እና ሌሎች ተያያዥ ጉዳዮች ኣጭር ቅኝት…

ዋዕላ ዘተ ተጋሩ ሰሜን አመሪካ ነበርቲ ከተማ ሰያትልን ከባቢአን

ዋዕላ ዘተ ተጋሩ ሰሜን አመሪካ ነበርቲ ከተማ ሰያትልን ከባቢአን Feb 18 2018…

ንመበል 43 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ኣመልኪቱ ካብ ማእከላይ ኮሚቴ ህ.ወ.ሓ.ት ዝተውሃበ ውድባዊ መግለፂ

ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ኩለመዳያዊ ወፅዓን ሰእነት ፍትሒን፤ ከምኡውን ኣንፃር ድሕረትን ዓፈናን ዝተወደበ ቃልሲ ካብ ዝጅምር እነሆ ኣርባዓን ስለስተን ዓመታት ገይሩ’ሎ። ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እናተመርሐን ምስ…

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ 21 ጥሪ 2010 ዓ/ም

መሪሕነት ህወሓትን ኮንፊሼየሲዝምን…

መግለፂ ቕዋም ተሳተፍቲ 7ይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ህወሓት

ንሕና ልዕሊ 2000 እንኸውን ካድረታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ህወሓት ከምኡ እውን ልዕሊ 200 ዝኾኑ ተወከልቲ ኣሓትን መሓዙትን ውድባት ካብ ዕለት 03-09/05/2010 ዓ/ም ን7ተ መዓልቲ ኣብ 7ይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ብምርካብ ዓሚቕ ገምጋም…