Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Amharic (Page 56)

ቃለ መሕትት ምስ ኣይተ ዮሃንስ ኣረፋይነ ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ወሪዒ ለከ ፣ ምስ ኣይተ ፍስሃ ፀጋይ ሃላፊ ርክብ ሕዝብን መንግስትን ወረዳ ወሪዒ ለከ።”ምስ ሕዝብናን መንግስናን ናይ ልምኣት መደባት ክነዐውት ኢና ፥ ተሰለፍቲ ብኣምሓርኛ ንኽጭሩሁ ተነጊርዎም ፥ናይ ዉልቐ ሚዲያ አሉታዊ ግደ”

ምስኦም ዝተኻየደ ቃለ፡መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል Alphanagari: May 07,2016: ቃለ መሕትት ምስ ኣይተ ዮሃንስ ኣረፋይነ ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ወሪዒ ለከ ፣ ምስ ኣይተ ፍስሃ ፀጋይ ሃላፊ ርክብ ሕዝብን መንግስትን ወረዳ…

ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ May 7,2016

ኣብ ትግራይ ወረዳና ይመለሰልና ሕቶ ፥ዲሞክራሲያዊ ናይ መሰል ሕቶ እካ እንተኮነ ፤ዘይፍትሃዊን ፀረ ልምዓቲን እዩ። ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ May 7,2016…

ሕቶ ብርኪ ወረዳ ናይ ለውጥን ልምዓትን ውፅኢት እንትትኸውን ይምዕርግ ያሬድ ኣለምሰገድ (ኢትዮጰያዊ ዜጋ መሆኔ) ካብ መቐለ

By Yared Alemseged May 5, 2016…

የፕሬስ ነፃነትን ከኃላፊነት ጋር አጣምረው የሚሰሩ መገናኛ ብዙሃን ሊፈጠሩ እንደሚገባ ተጠቆመ

የመንግሥት ኮሚዩኒኬሽን ጉዳዮች ጽህፈት ቤት ደግሞ የፕሬስ ነፃነትን ለማረጋገጥ ባለፉት ሁለት አስርት ዓመታት የተሰሩ ስራዎች ውጤት አስገኝተዋል ብሏል። ጽህፈት ቤቱ ዓለም አቀፉን የፕሬስ ነፃነት ቀን ባለድርሻ አካላትን ባሳተፈ የፓናል ውይይት…

እቲ ሓድሽ ወለዶ ካብ ጅግንነት ኣያታቱ ክመሃር ይግባእ ተባሂሉ…

መቐለ ሚያዝያ 25/2008(ድወት) ኢትዮጵያ ናብ ዝነበረቶ ህዳሰ ንምምላስ ኣብዝግበር ፃዕሪ እቲ ሓድሽ ወለዶ ጅግንነት ካብ ኣያታቱ ክወርስ ከምዝግባእ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ኢንጅነር ኣይሻ መሓመድ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር መበል 75 ዓመት…

‹‹ስለመንግሥት ኃያልነት ወይም ስለሙስና እየተጨነቃችሁ የልማታዊ መንግሥት መርሆዎችን ባታጠፉ መልካም ነው››

ፕሮፌሰር ጎ ሺማዳ፣ የጃፓን የኢኮኖሚክስ ምሁር ዶ/ር ፕሮፌሰር ጎ ሺማዳ ከጃፓን ምሁራን መካከል ወደ ኢትዮጵያ በመምጣት በርካታ ሥራ ከሠሩ መካከል ናቸው፡፡ ፕሮፌሰሩ ካይዘን የተባለውንና በጥራትና በምርታማነት ላይ ያነጣጠረ የጃፓኖች የማኔጀመንት…