Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ናይ 1967 ዓ/ም ነባር ተጋዳላይ ነበር ካሕሳይ በርሀ( ካሕሳይ ግንፅል ናይ ሜዳ ሽሙ) ብዘሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ተፍሊና አሎ

berhe-kahsay
ናይ 1967 ዓ/ም ነባር ተጋዳላይ ነበር ካሕሳይ በርሀ( ካሕሳይ ግንፅል ናይ ሜዳ ሽሙ) ብዘሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ተፍሊና አሎ አብ ዝመፅእ ሰሙን ካብ ዝነብረሉ ዝነበረ ጀርመን ዓዲ ሬስኡ ንዓዲ ስለዝለአኸ በዚ ዝስዕብ አድራሻ (IBAN)
ቁፅሪ ተትኽእልዎ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክትገብርሎም ቤተሰቡን አዕርኽቱን ይሕብሩ አለው
BANK Hamburgesparkasse
IBAN De
16200505501363464627 Account holder
Genre Mezggebe እዩ ንዘይ ሰምዑውን ክትሕብሩ