Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ቅዋም መንግስቲ ክልል ትግራይ:ንፅልግልግ እናገለሀት ትንብልበል ሰንደቅ ዓላማና

ethiopian-flag
ንፅልግልግ እናገለሀት ትንብልበል ሰንደቅ ዓላማና
እዚ ዘለናሉ መዋእል ብሓደ ገፅ ሃገርና ተመዝግቦ ዘላ ስሉጥ ምዕባለ ምስልና ኣብ ዓለም ብስፍሓት ብኣወንታ ዝህነፁሉ ብኻሊእ ገፅ ድማ እዚ ለውጢ ኣብ ሃገራውን ኣህጉራውን ዓቕምታት ምጥንኻር ዝህልዎ ጉልህ ግደ ዘፍርሖም ፅንፈኛ ሓይሊታት ዘለዎም ዓቕሚ ኩሉ ፀንቂ¡ም ቅርሕንቲ ንምፍጣር ላሕ ኣብ ዝብልሉ እዋን ንርከብ።ናይዛ ሃገር ሃገራውን ኣህጉራውን ዓቕምታት ዝበለፀ እናተጠናኸረ ክኸይድ ዘ<አለና መስመር ተሃድሶ ብዝተማልአ ዓቕሚ ከይንጥቀመሉ ዝገበሩና ውሽጣዊ ጉድለታት ፈቲሽካ ተሃድሶና ዕምቆት ክህልዎ ንምግባር መሰረታዊ ናይ ህዝብና መንግስትናን መሪሕ ውድብን ናይ ሓባር መረዳድኢ ሓሳብ ኾይኑ ሰፊሕ ርብርብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን እውን እዩ፡፡ ነዚ ጭቡጥ ወድዓውን ባዕላውን ሓቅታት መሰረት ብምግብር ለብዘበን ንታሽዓይ ግዜ ዝብዓል መዓልቲ ሰንደO ዓላማና «ሰንደO ዓላማና ኣርማ ሉኣላውነትናን ኣብ ብዝሃነትና ዝተመሰረተ ሓድነትና ´ ብዝብል መሪሕ ቴማ ኣብ መፈለምታ ሰሙን ወርሒ ጥቅምቲ ብድምቀት ክ<በር ምድላዋት ይግበር ኣሎ። ሕዝውን ሰንደO ዓላማና ቅድም ኢሉ ኣብ መንጎ ህዝብታትን እምነታትን ዝነበረ ምክእኣል ናብ ተኸባቢርካ ብሓባር ናይ ምንባር ህንፀት ፌዴራዊ ስርዓት ምስግጋርና መርኣያ እያ።ነዚ ውን እዩ ካብ ዓይኒ መርፍኡ ዝጠፍኦ ድ<ነትን ኩሎም ዓይነት ድሕረታትን ማሕለኻ ዝኾኑ ስርዓታት በጣጢስና ኣብ ዝጀመርናዮ ናይ ሰላም፣ልምዓት፣ዴሞክራስን ሰናይ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ጉዕዞ ህዳሰ ንንረ<ቦም ሕድሕድ ዓወታት ሰንደO ዓላማና ክብ ኢላ ኣብ ዓለም ትንበልበል ዘላ ፡Ý ንዘላቒ ሰላም ንገብሮ ዘለና ሃገራዊ ቃልሲ ሓዊሱ ሃገርና ኣብ ዓለምና ካብቶም ዕውታት ወፍርታት ልኡ< ሓይሊሰላም ዘለዎ ሃገር ብምዃና ሰንደO ዓላማና ሰላም ኣብ ዝሰኣኑ ህዝብታት ዓለም ተምሳሌት ምርግጋእን ህድአትን ኾይና እያ፡Ý ሰንደO ዓላማና ኣብ ዓለምና ገዘፍቲ ፕሮጀክትታት ዝጀመረትን እተዐውት ዘላን ሃገርና መግለፂ ተሓባቢርካ ንፀረ ድ<ነት ቓልሲ ዝግበር ዘሎ ኩለ መዳያዊ ምንቅስቓስ ህዝብና ኣርማና እውን እያ፡Ýኣብ ድሮ መዓልቲ ሰንደO ዕላማና ድሮ እካ እቲ ስሙይ መራሒና መለስ ዜናዊ ገዲፉልና ካብ ዝኸደ ሕድሪ ውሽጢ ካብቶም ገዘፍትን ብሽም ሰንደO ዓላማና ዝተሰየሙ ፕሮጀክትታትና ውሽጢ ህንፀት መንገዲ ባቡር ደረጃ ብደረጃ እናተዛዘመ ንግልጋሎት ምብቃዕ ዝጀመረሉ እዋን እናረአና ኢና፡Ýዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮዽያ ናይ መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝለዓለ ምርድዳእ ዝፈጠረ ጥራይ እንተይኮነሰ ናይ ሃገራዊ ሉኡላውነትና ሓባሪ ኩነታት ብምዃኑ ብዝተፈለየ ጥንቃቐ ዝከታተልዎ ብሽም ሰንደO ዓላማና ዝተሰየመ ሓወልቲ እዚ ወለዶ እውን እዩ፡Ý ሃገርናን ክልልናን ኣብዞም ናይ ዓርሰ ምርኮሳ ተግባራዊ መርኣይ ምንቅስቓሳት ኣብ እንርከበሉ እዋን ህዝብና ምስ መንግስቲ ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ዝበፅሐሎም ጠለባት ተወሰ<ቲ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ኣመ<ንዮም ብªልስና ዝቐበርናዮም ተጠቀምቲ ሕሉፍ ድሑራት ስርዓታት ግዜ ረኺብና ኢሎም ኣብዛ ሃገር ፅልግልግ ዝብሉ ነገራት ክፍጠሩ ይንቀሳቐሱ ኣለው፡Ý እዞም ኣብ ውሸጢ ዝርከቡ ፀላእቲ እዛ ሃገር ኣብ ዓዲ ውሽጥን ኣብ ኣህጉራውን መድረኻት ትረ<ቦ ዘላ ተቐባልነት ምስ ዘይወሓጠሎም ናይ ደገ ሓይልታት ፅንፊ ተሓባቢሮም ይሰርሑ ከም ዘለው እወን ብዕሊ ኣውጆም። ይኹን እምበር ሓበራዊ ናይ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ማሕበረሰብ ንምህናፅ ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ከምዚኦም ዝበሉ ፈተነታት እናሓለፈ መፂኡ እዩ፡Ý ሕዝውን «ሰንደO ዓላማና ኣርማ ሉኣላውነትናን ኣብ ብዝሃነትና ንዝተመሰረተ ሓድነትና´ ብዝብል መሪሕ ቴማ መዓልቲ ሰንደO ዕላማ ንም<ባር እንትንዳሎ ነቶም ወሰንቲ ዝኾኑ ናይ መላእ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዽያ ናይ ሓባር መረዳድኢ ህንፀት ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትና ሒዛ እቶም ፅልግልግ ዝብሉ ዘለው ነገራት እናጋልሃት ሕዚ እውን ደሚቓ ክትንብልበል እያ፡Ý ሕገ መንግስታዊ ስርዓትና እውን ዘጋጠምዎ ውሽጣውን ደጋውን ፈተናታት ስዒሩ ከምቲ ልሙድ ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት እናተፀንበለ ሰንደO ዓላማና መለለዪ ፍሉይ ክብርታት ብሄር ብሄረሰባትናን ህዝብታትን ተኸባቢርኻ ናብ ምንባር ዝተሰጋገረ ሃገራዊ ሓይሊ መርኣይ ኾይና እናተኾለዐት ክትOፅል ብሄራዊ ክልለዊ መንግስቲ ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ከም ወትሩ ቃልሶም ኣጠናኺሮም ክOፅሉ እዮም ፡Ý ትርጉም ዘለዎ ትልሚ 2009 ንምትግባር ንገብሮ ምንቅስቓስ ኣርማ ብዙሕነትን ሓድነትናን ብዝገልፅ ኣገባብ ከምዝዕወት እውን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ እምነቱ ሕዚ እውን ኣብቲ ታሪ< ሰራሒ ህዝብናን ሕድሪ ስውኣት ዘቐፅል መንእሰይ ወለዶን ምኻኑ ክገልፅ ይፈቱ፡፡ «ሰንደO ዕላማና አርማ ሉኣላውነትናን ኣብ ብዙሕነትና ንዝተመስረተ ሓድነትና ´