ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ተቃውሞ ዝተላዓሉ ዝተአሰሩ ይፈትሑ፡ ዝሞቱ ይከሐሱ፡ መከላኸሊ ሰራዊት ካብቲ ክልል ይውጽኡ ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ብዝምልከት ንድምጺ ኣሜሪካ መልሲ ዝሃቡ ሚኒስትር ኮሚሽን ኢትዮጵያ፡ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብጌጋ ግን ኸአ ግቡእ ዝኾነ ሕቶ መሰል ዘቕረቡ ክፍትሑ’ዮም በቲ ጎንጺ ጉድአት ዝወረዶም’ውን ክንክን ክግበረሎም’ዩ ሰራዊት ይውጻእ ንዝብል ሕቶ ግን ዘይግቡእ’ዩ ኢሎም።
click here to listen the interview