Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Tigrigna (Page 6)

በኢትዮጵያ አገር አቀፍ የተዋሃደ ፓርቲ ጥያቄ ለምን?ወይን የህወሓት የንድፈ ሃሳብ መፅሄት

በኢትዮጵያ አገር አቀፍ የተዋሃደ ፓርቲ ጥያቄ ለምን…

‘ኣብዚ ቐረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ሰብ ሕድሪ ዝግበር ዝነበረ ጠቐነ ተራ ናይ ፈጠራ ስራሕ እዩ …’

ፌስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ብድምቀት እናቐጸለ ይርከብ።

ጻንሒት ፌስቲቫል ዲያስፖራ ተጋሩ ብድምቕ ዝበለ ኹነታት እናቐጸለ ይርከብ። እዚ ሰሙን እዚ ድማ እቶም ዕዱማት ተጋበዝቲ ዲያስፖራ ተጋሩ ኣብ ምስላጥ ዓብይ ጉያ ዲያስፖራ ተጋሩ፣ ምትካል ፈልሲን ምይይጥ መናእሰይ ተጋሩ ዲያስፖራን…

ፃንሒት መድረኽ ምይይጥ ተጋሩ ዲያስፖራ 2019 ምስ ኣካላት ክልል ምምሕዳር

ተጋሩ ዲያስፖራ ክሓብሩ ይግባእ። ንትግራይ ድማ ክነብሩ ይግባእ። ኩሎም በብዘለዉዎ ንትግራይ ብኸመይ ክሰርሐላ ልብል ሕቶ ኽሕንገጡ ኣለዎም። ትማሊ ኣብ ዙርያ ህልዉ ፖለቲካዊ ኹነታት ሃገርናን ክልልና ኣመልኪቶም ክቡር ም/ር/ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት 2 ሓምለ 2011 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ መስዋእቲ ላዕለዎት ወታደራዊ መራሕትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ቅትለትን መበገሲ ገይሩ ኣብ…

መግለፂ ሰብ ሕድሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ጨንፈር ወፃኢ