Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Tigrigna (Page 45)

ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዘየቋርፅ ዋሕዚ ምህዳስን ምትግባርን ቃል ሕድሪ ሰማእታት ንምንጋስ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን

ህዝቢ ትግራይ ብመሪሕ ውድቡ ህወሓት ልዕሊ 60ሽሕ መስዋእቱ ደቁን ልዕሊ 100ሽሕ አካል ጉድአትን ገቢሩ እዩ ነዚ ሕዚ ዘለናሉ ናይ ሰላም ልምዓትን ዴሞክራስን መድረኽ በፂሑ ዘሎ፡፡ አብዚ መድረኽ ንሰማእታትና እናዘከርና አብ…

“ቴክኖሎጂ ሓምለዋይ ቀለብ እንስሳት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብዙሕ ምህርቲ ዝህብ እዩ፡፡”

“ቴክኖሎጂ ሓምለዋይ ቀለብ እንስሳት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ብዙሕ ምህርቲ ዝህብ እዩ፡፡” ድኽነትን ስእነት ስራሕን ከተማታት ንምንካይን መሪሕነት ዘፈር ልምዓት ኢንዳስትሪ ንምርግጋፅን ደቀቕትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ወሳኒ ግደ ኣለወን። ብመሰረት እዚ፣…

መገለፂ 20 ጉነበት ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ክቡር ኣይተ ኣባይ ወልዱ

መገለፂ 20 ጉነበት ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ክቡር ኣይተ ኣባይ ወልዱ…

ህዝቢ ዝአመነ ይዕወት ፥ ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕትን ፀቢብነትን

ህዝቢ ዝአመነ ይዕወት፣ ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕትን ፀቢብነትን ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕቲ እያ ዝበሉ ነበርቲ ፀገዴ ከተማ ንጉስን ከባቢኡን ተወከልቲ ወልቃትን ቃፈታ ሑመራን ክልላዊ ፅንብል ብዓል ግንቦት 20 ምስ መራሕቲ…

የግንቦት 20 የድል ቀንን በማስመልከት ከትግራይ ተወላጆች ማሕበር በስሜን አሜሪካ የተሰጠ የድጋፍ መልዕክት

UTNA Ginbot 20 Solidarity Message 05 28 2016…

’ እንኳዕ ‘ ኳ ተጋሩ ኾንና ዘበለ ዑደት እዩ’’ , ዑደት 20 ጉንበት

Zharina blog Ginbot 20, 2016. ’ እንኳዕ ‘ ኳ ተጋሩ ኾንና ዘበለ ዑደት እዩ’’ ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳታት ፣ወልቃይት ፣ ፀገዴ፣ቃፍታ ሑመራን ሰቲት ሑመራን ዝተወከሉ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ወከልቲ…