Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Tigrigna (Page 44)

ፅጋቡ ገ/ማርያም ኣብ ቱር ደ ፍራንስ ፅቡቅ ውፅኢት እናበዝገበ ይርከብ

ቱር ደ ፍራንሰ! 4ይ ዙርያ: 237.5 ኪሎ ሜትሮ ካብ ሳሙር ናብ ሊሞስ! እንዃዕ ደሰ በለኩም ደሰ በለና! ኣብ ቱር ደ ፍራንሰ ይሳተፍ ዘሎ ብሽክሌተኛ ፅጋቡ ገ/ማርያም ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ 237.5…

ህዝብና ካብ ድኽነት ንምንጋፍን ኣብ ምሕደራና ዕግበት ንምፍጣርን ቃልስና ነጠናኽር አይተ አባይ ወልዱ ን4ይ አኼባ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረብዎ ሪፖርት

president-Abay-report-4th-tigrai-regional-parliament-070316…

ካብ ቤት ፅሕፈት ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተዋሃበ መግለፂ ሓዘን

 ብዕለት 21/10/2008 ዓ/ም ምሸት ኣብ ፅባሕ መዓልቲ ሰማእታት ሰነ 15 ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝኮነት ብፂት ሙሉ ካሕሳይ መስዋእቲ እንትንሰምዕ ዝተሰመዐና ሓዘን መሪር ንምቅባሉ ዝኸብድ ምዃኑ እንትንገልፅ…

ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 5 ሰባት ሞይቶም::

መቐለ ሰነ 22/2008(ድወት) ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 5 ሰባት ሞይቶም 1. ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትን ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮን ወይዘሮ ሙሉ ካሕሳይ 2. ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ሓላፊት…

በርቲዕና ተሓጋጊዝና ትግራይና እንደገና ብሓዱሽ ታሪክ ንኾለዓያ:ርእሰ ምምሕዳር አይተ አባይ ወልዱ

abay-woldu-on-civil-servant-day (1) (1)…

ቅዋም ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዘየቋርፅ ዋሕዚ ምህዳስን ምትግባርን ቃል ሕድሪ ሰማእታት ንምንጋስ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን

govt-of-tigrai-statement-on-martyrs-day-2016…