Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Tigrigna (Page 43)

ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃነፀ ፌደራላዊ ሰርዓትና ፤ዘጓንፍዎ ብድሆታት ብትብዓት እናሐለፈ ብቕዓቱ እናመሰከረ ክቕፅል እዩ!!

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መቐለ ሓምለ 20/2008 ዓ/ም Gov Editorial…

“ንሕና ምስ ህዝብና ኢና ንሰርሕ። ንዕዖም ኢልና ንሰርሖ ነገር የለን” ኣምባሰደር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ነመፅሄት መቓልሕ ቁፅሪ 60/2008 ዝሃብዎ ቃለ መሕትት

click below to read the full interview Interview…

ተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየ ምስ ዓይጋ ፎረም ዝገበሮ ቃለ መሕትት

   …

ኣብ ጐንደር ዝነበረ ዕግርገር ህዝቢ ወልቃይት ኣቀዲሙ ኣሚትዎ ነይሩ እዩ

ኢህወዴግ ድሕሪ ተሃድሶ ሓደጋ ስርዓትና ኢሉ ካብ ዘነፀሮም ጉዳያት ናይ ኪ/ኣካብነት ኣተሓሳስባን ተግባርን መግለፅታቱ ዝኾኑ ናይ ትምክሕትን ፀቢብነትን ኣተሓሳስባ እዮም፡፡ እዞም ኣተሓሳስባታት ብወያናይ ዴሞክራስያዊ ኣተሓሳስባን ልምዓታዊ መንገድን ልዕልነቶም እንተዘይተመንጢሎም ሃገር…

ዕውታት ማናቱ ኣሓት ለምለምን ትርሓስን

click here to listen the interview…

ትእምት ኣብ ምርግጋፅ ፅርየት ትምህርቲ ዕዙዝ ኣበርክቶ ትገብር ከም ዘላ ተሓቢሩ here we go

ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ብልዕሊ 30 ሚልዮን ብር ዝሃነፀቶ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ ካድራ  ብዝለዓለ ድምቀት ኣመሪቓ፡፡ ዳይሬክተር ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣይተ…