Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Tigrigna (Page 34)

ዜና ዕረፍቲ መሰራቲ ድምፂ ወያነ ትግራይ ተጋዳላይ ጎይትኦም ታደሰ ወ/ማርያም ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

መሰራቲ ድምፂ ወያነ ትግራይ ተጋዳላይ ጎይትኦም ታደሰ ወ/ማርያም ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ተጋዳላይ ጎይትኦም ታደሰ ወ/ማርያም ድምፂ ወያነ ትግራይ 30 መስከረም 1972ዓ.ም ኣብ ሬድዮ ድምፂ ሓፋሸ ኣብ ሳሕል ኤርትራ ፈነወ…

የህወሓት ከፍተኛ አመራሮች የሁሉም ችግሮች ምንጭ ነው ያሉትን የመንግስት ስልጣንን ለግል ጥምቅና ክብር መጠቀምን ለማስወገድ እንደሚሰሩ አረጋገጡ

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2009 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ህወሓት ከፍተኛ አመራሮች የመንግስት ስልጣንን ለህዝብ ጥቅም ከማዋል ይልቅ ለግል ጥምቅና ክብር መጠቀም የሁሉም ችግሮች ምንጭ በመሆኑ ይህንን ለማሰወገድ እንደሚሰሩ…

San Diego TDA Nov, 20th at 6:00 PM

TDA night for school fud raising with the strongest TDA chapter in North America ,San Diego . Come and enjoy with friends and family and at the same time support…

“ ውድብና ንመድረኻዊ ተልእኹኡ ንምብቃዕ ብዕሙቀት ንተሃደስ ! ንጋደል ! ”

መግለፂ ቅዋም መድረኽ ተሃድሶ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት 26 ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም መቐለ መእተዊ፣ ሎሚ ብመሰረት ብዕሙቀት ንተሃደስ ዝብል ዉሳነ ዉድብና ካብ ናይ ማእከላይ ኮሚቴ ቀፂሉ መድረኽ ተሃድሶ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዉድብና…

ሓዱሽ ናይ ሚኒስትራት ካቢኔን ትግራይን

ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ብሚኒስትርነት-ብምሻም.pdf…

ቓለ መሕትት ምስ ናፖለቲካል ሳይንስ ምሁር መቐለ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ሰሎሞን ገበረዮሃንስ

ኢህወዲግ ስትራተጂ ኣብ ጉዳያት ሃገር ክቕዩር ኣለዎ፣ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ፀለመ ግቡዕ ቃልሲ ኣይተገበረሉን, ኢህወዲግ ዳግም ኵውለድ ኣለዎ ይብሉ, ናይ ኤርትራ ጉዳይ ፕራግማቲክ ብዘኮነ ምለኽዑ ክረዐ አለዎ ልምዓታዊ መንግስቲ ምስ…