Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

Home » Archives by category » Articles (Page 29)

ናይ መሪሕነት ሱር ነቀል ለውጢ ወይስ ተተሓሒዝካ ምጽዳፍ ?

ናይ-መሪሕነት-ሱር-ነቀል-ለውጢ…

የምን ዝምታ ነው …? ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ ነሃሴ 2008 ዓ.ም

የምን-ዝምታ-ነው…

መግለፂ ኮሚቴ መተሓባበሪ ሃንደበታዊ ተፈናቐልቲ ተጋሩ ነሓሰ 28/2008 ዓ.ም

ንልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን መነባብርኦም ዝገበሩን ዝተዋለዱን ተጋሩ ካብ ቤቶምን ንብረቶምን ብሃንደበታዊ ጉዑዙይ ስብከት ኢህአፓን ፀረ ሰላም ሓይልታትን ብዝተኻየደ ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ፕሮፖጋንዳ ብዝተወለዐ ረብሻ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ…

ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት!

ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት! መቐለ ነሓሰ 23/2008(ድወት) 11 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ዉድድር ብሸክሌታ ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት ሎሚ ተጀሚሩ! 72 ብሸክሌተኛታት ተሳተፈቲ ኣብ ዝነበርሉን ካብ መቀለ ናብ ዓዲ…

የታላቁ መሪ ታጋይ መለስ ዜናዊ አራተኛ አመት በመቀሌና በአዲግራት ከተሞች ስእላዊ :ዜና ዘስላሰ ግደይ ከክልሉ ህዝብ ግኑኝነት ቢሮ

Candle-night-great-leader-meles-mekele-adigrate-2016…

ብምኽንያት 4ይ ዓመት ዝኽሪ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ

እቲ ብሉፅ መራሒ ውድብናን መንግስትናን ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት 14 ነሓሰ 2004 ዓ/ም ብኣካል እንትንስእኖ ዝተረኣየ ህዝባዊ ማዕበል ኣብ ዝኾነ መዋእል ሃገርና ዘይተረኣየ ብምንባሩ ኣብ ታሪክ ጉዕዞ ቓልስና…