Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ንሕና ኤርትራዊያን ኢና መሬትና ግን ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣሎ፡ ንዓናውን ዕድል ይወሃበና

ኣብ ከባቢ ጾሮና ዝነብሩ ዜጋታት ድምጽና ዛጊት ኣይተሰምዐን፡ ንሕና ኣብጸገም ኣለና። ንሕና ከም ኤርትራዊያን በቲ ዝተዋህበ መሬትና ተወጺዕና ተፋናቒልና ንብዙሕ ዓመታት ጸኒሕና፡ ናበይ ከምነብልውን ጠፊኡና ብምባል ፡ሳሚኤል (ንድሕነት ተባሂሉ ስሙ ሳሚኤል ተሰምዩ ኣሎ) ዝተባህለ ካብ ከባቢ ጾሮና ምስዚ ሓዲሽ ዜና ናይቲ ህዝቢ ኩነታት ብፍሉይ ንረዲዮ ኤስ. ቢ.ኤስ ገሊጹ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠዉቑ።

Source : SBS Radio