Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ሰበር ዜና

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ ውሳነ ኣሕሊፉ
ብመሰረት እዚ፥
1) ኣቶ ኣባይ ወልዱ ካብ ኣቦመንበርነትን ኣባል ፖሊት ቢሮን ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡
2) ኣቶ በየነ መኩሩ ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡
3) ወ/ሮ ኣዜብ መስፍን ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪደን ካብ ማእከላይ ኮሚቴ ኣባልነት እውን ክእገዳ ብተወሳኺ ክልተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ መጠንቀቅታ ክወሃቦም ውሳነ ኣሕሊፉ።
Source :TPLF official .