Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ወርቂ ዋንጫ ሽልማት ትግራይ ሎምዓንቲ መቐለ ኣትዩ።

ትግራይ ኣብ ክንክን ሃፍቲ ተፈጥሮን ምክልኻል በረኻነትን ብዘመዝገበቶ ብሉፅ ተመኩሮ ካብ 26 ተወዳደርቲ ሃገራት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኣብ ሃገረ ቻይና ወርቂ ዋንጫ ምሽላማ ዝዝከር እዩ። እዚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 2010 ዝተረኸበ ብሉፅ ሽልማት መራሕቲ ትግራይ ናብ ቻይና ተጓዒዞም ተረኪቦምዎ እዮም። ሎምዓንቲ ድማ ናብ ከተማ መቐለ እንትኣቱ ህዝቢ ከተማ መቐለ ብድሙቕ ኩነታት ተቐቢልዎ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ሽልማት ሕዚ እውን ኣብ ኣደራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ኣብ ምክያድ ከምዝርከብ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ።