Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

መድረኽ ተሃድሶ ህ.ወ.ሓ.ት ጀሚሩ

tplf-meeting
መቐለ መስከረም 10/2009(ድወት) ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ፀጋታትን ፈተናታትን ሕሉፍ ጉዕዞ 15 ዓመታት ይግምግም ኣሎ።
እቲ መድረኽ “ጉዕዞ ህዳሰና ኣብ ውድብና ዘለዉ ፈተናታትን ሓደጋታትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ ኮይኑ ሕሉፍ ጉዕዞ 15 ዓመታት እቲ ውድብ ክግምግም ጀሚሩ ኣሎ።
ብዘይካ’ዚ እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሕሉፍ ዓመትን ሓፈሻዊ ትልሚ 2009ዓ.ም ክግምግም ትፅቢት ይግበር።