Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት!

ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት!

መቐለ ነሓሰ 23/2008(ድወት)
11 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ዉድድር ብሸክሌታ ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት ሎሚ ተጀሚሩ!
72 ብሸክሌተኛታት ተሳተፈቲ ኣብ ዝነበርሉን ካብ መቀለ ናብ ዓዲ ግራት 120 ኪ.ሜ ኣብዝሸፈነ ዉድድር፡
1.ኣለም ግርማይ፡ ኢትዮጵያ
2.ኣክሊሉ መሰለ፡ ኢትዮጵያ
3.ዋትዋክ ካታንጋ፡ ኬንያ
ብጋንታ፡
1.ኢትዮጵያ ሀ
2.ኬንያ
3.ኢትዮጵያ ለ
4.ደቡብ ኣፍሪካ
5.ኣልጄርያ
ብሸክሌተኛታት ኣብ ሰዓት 36.49 ኪ.ሜ ተጉዒዞም እዮም!
እዚ ብ UCI ኣፍልጦ ተዋሂብዎ ይካየድ ኣብዘሎ ውድድር ብጫ ማልያ ኣለም ግርማይ ተኸዲኑ ኣሎ!
ዓለም ለኸ ዉድድር ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት ፅባሕ ሶኒ ካብ ዓዲ ግራት ኣክሱም 125 ኪ.ሜ ብዝሸፈነ ውድድር
ክቅፅል እዮ!cycling tourcyling tour 2

One Response to ቱር መለሰ ንሓምለዋይ ልምዓት!