Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 5 ሰባት ሞይቶም::

car acciedent
መቐለ ሰነ 22/2008(ድወት) ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 5 ሰባት ሞይቶም
1. ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትን ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮን ወይዘሮ ሙሉ ካሕሳይ
2. ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ሓላፊት ከይዲ ስራሕ ምምፃእ ኣተሓሳስባ ስርዓተ ፆታ ወይዘሮ ንግስቲ ሓለፎም
3.ላዕላዋይ ክኢላ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮርዳኖስ ዱግማ
4.ላዕለዋይ ክኢላ እቲ ቢሮ ኣይተ ገብረኣምላክ ብርሃነ
5.መራሒ መኪና ኣይተ ዳኒኤል ግርማይ
ኣብ ስራሕ ውዒሎም ውቅሮ ንመቀለ እንትምለሱ ኣብ ከባቢ ውቅሮ ገረብ ማይ ፀዶ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ሓደጋ ምግልባጥ መኪና ገጢምዎም ህይወቶም ስኢኖም እዮም።
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፤ ትካል ድወትን ሰራሕተኛታቱን ዝተሰመፆም ዓሙቅ ሓዘን ይገልፁ ንስድራን ፈተውቶምን ድማ ፅንዓት ተመንዮም።