Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ከተማታት ኮረም፣ አላማጣ፣ ዓዲግራት፣ አኽሱም፣ ዓድዋን ሽረን

20 ጉንበት
ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ከተማታት ኮረም፣ አላማጣ፣ ዓዲግራት፣ አኽሱም፣ ዓድዋን ሽረን ምስ ነበርቲ አብ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተኸደ ርሕቐት ብፍላይ ድማ አብ ዘይተፈትሑ ጉዳያትን ተወሰኽቲ ጠለባት ህዝብን አመልኪቶም ተዛትዮም እዩም፡፡ ፅባሕ ድማ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ እዚ ዘተ ክቕፅል እዩ፡፡ እዚ ምስ ብዓል ግንቦት 20 ብሩር እየበልዩ ተጎዛጕዙ ዝተኻየደ ዘተ ብዝልዓለ ምርድዳእ ዝተፈፀመን መንግስቲ ምስ ህዝቢ እናዘተየ ፀገማት ንምፍታሕ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዘለዎን ዘመላኸተ ዘተ ነይሩ፡፡ ንሎሚ ንርክብ ህዝቢ ከተማ ዓድዋ ብዓል ሙያ ካሜራ አዋዲዱ ዝልአኸልና ዘተ አቕሪብና አለና፡፡
source : ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ.
Part I
Part II