Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ብሕሊናና ክንምራሕ ተስፋ ኣለኒ.

alula aba nega part two
ብሕሊናና ክንምራሕ ተስፋ ኣለኒ።ብወገነይ ዝመሰለኒ ከጽሕፍ።ተዘይ በላዕኩ ዳንዴር ኣይትብቆላ ግና ኣይቅበሎን።ተሓቢካ ኣንጻር ሃገር ክርቢት ምዉላዕ እነጽግ።ናይ ውድብ ድኽመት ክነቅፍ ግና መሰለይ ጥራይ ዘይኮነስ ግዴታ’ውን ኢዩ።ብፍላይ ሃገር ንዝመርሕ ውድብ።ንውድብ ምቅዋም ማለት ግን ናይ ግድን ሕጊ ናይ ሃገር ምፍራስ ኣይኮነን።
ሚዛን አሸናፊ

One Response to ብሕሊናና ክንምራሕ ተስፋ ኣለኒ.