Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ህዝቢ ዝአመነ ይዕወት ፥ ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕትን ፀቢብነትን

ginbot 20 in tigray
ህዝቢ ዝአመነ ይዕወት፣ ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕትን ፀቢብነትን
ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕቲ እያ ዝበሉ ነበርቲ ፀገዴ ከተማ ንጉስን ከባቢኡን ተወከልቲ ወልቃትን ቃፈታ
ሑመራን ክልላዊ ፅንብል ብዓል ግንቦት 20 ምስ መራሕቲ ክልል ሎሚ ብዝልዓለ ድምቀት አኽቢሮምዎ ፡፡
ክልላዊ ፅምብል ብዓል ዓወት 20 ግንቦት ምስ ህዝቢ ወረዳ ፀገዴ ኣብ ከተማ ንጉስ እንትኽበር ተወከልቲ
ጎረቤት ጣብያታትዝአመነን ወረዳታትን ሰሜን ጎንደር ክልል ኣምሓራ ተሳተፍቲ ኮይኖም ኣለዉ፡፡
ፎቶ መግለፂ እዚ ብዓል እንሆ… ናይማን ግንቦት 20 ፀረ ትምክሕትን ፀቢብነትን.

ginbot 20 2ginbot 3ginbot 4ginbot 5