Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንሰር ቦብ ጌልዶፍ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ

mu
ህዝቢ ኢትዮጵያ ቅድሚ 31 ዓመታት ኣብ ዘጋጠሞ ድርቂን ጥምየትን ሓደ ካብቶም ኣብ ጎኒ ህዝቢ ደው ዝበሉ ሰር ቦብ ጌልዶፍ እዮም።
መቐለ — ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ነቲ ኣብ ፅንኩር ኩነታት ንዘካየዶ ፍቕርን ሓልየትን ዝተመልአ ሓገዝ ከምኡ ድማ ነቲ ኣብዚ ሐጂ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ዘሎ ልምዓታዊ ውራይ ናይ ክብሪ ማዕረግ ዶክትሬት ሂብዎ’ሎ።
እቲ ጽምብል ስነ ስርዓት ድማ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዶክተር ክንደያ ገብረህይወት ኣቢሉ ተፈፂሙ’ሎ።

ሰር ቦብ ጌልዶፍ ኣብቲ ስነ ስርዓት ጽምብል ብኣካል ተረኺቡ ዝተሰመዖ ልዑል ክብርን ኩርዓትን ገሊፁ’ሎ።
Source :VOA