Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ኣብ ከተማ ነበለት ሕቶ ወረዳና ይመለሰልና ዝብል ሰልፊ ተኻይዱ።

nebelet
መቐለ ሚያዝያ 18/2008(ድወት) ኣብቲ ሰልፊ ሕቶ ወረዳና ዘይምልስ ውድብ ኣይውድብናን ውክልናና ዝሃብናዮም ድማ ውክልናና ኣልዒልና ክብሉ ተሳተፍቲ ገሊፆም።

ኣብቲ ሰልፊ ዘይተሓወሳ ጣብያታት ድማ ኣብ ነበለት ዝወዓለ ሰልፊ ኣይሰልፍናን ኣይውክለናን እታ ውድብ ውድብና እቶም ወከልትና ድማ ወከልትና እዮም ክብላ ገሊፀን።
Click-here-to-Listen-the-Reportage

2 Responses to ኣብ ከተማ ነበለት ሕቶ ወረዳና ይመለሰልና ዝብል ሰልፊ ተኻይዱ።