Widgetized Section

Go to Admin » Appearance » Widgets » and move Gabfire Widget: Social into that MastheadOverlay zone

ዂናት ዓድዋ ፣ ውዕል ውጫሌን ሚኒሊክን ( ገብረ ሥላሴ ኣርኣያ- ለካቲት2008)

ናይ ዓድዋ በዓል ኣብ ዝመጽኣሉ ሰሙናት ኣብ ሃፀይ ሚኒሊክን ታሪኽ ሃገናን ዙሪያ ብዙሕ ንትርኽ ምርኣይ ልሙድ እዩ። ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘሎ ዕግርግር ብኢንተርኔት ኮይኑ እምበር ሰብ ተዝራኸብ ካብ ናይ ዓድዋ ውግእ ዘይንእስ ምኾነ ነይሩ። እቲ ዘባእስ ዘሎ ጉዳይ ብሃደ ወገን ሚኒሊክ ናይ ዓድዋ ዓወት ናይ በይኑ ገይርካ ምቕራብን እቲ ዂናትን ውዕላትን ድማ ዋላ ሓንቲ ክሕደትን ጌጋን ዘይተፈፀሞ ገይርካ ምቕራብ እዩ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ሚኒሊክ ክፋል ሃገርናውን ንውልቃዊ ረብሕኡ ክብል ሸይጡ ኣብ ሃገርና ንቲ ዘለናዮ እዋን ዝተረፈ ጉድኣት ፈጺሙ እዩ ንሱውን ክንገረሉ ኣለዎ ዝብል እዩ። ዝኾነ ሰብ ሚኒሊክ እንትንቅፍ ብሄር ተኮር ፀርፊን ጠቐነን ይወርዶ። ብደገፍቱ ዓይኒ ሚኒሊክ ዘይትንከፍ ብፁእ ዝነበረ ንጉስ ገይሮም የቕርብዎ ጥራይ ዘይኮነስ ታሪኽ ናፈብረካውን ብሄር ናመረጽካ ናይ ፀለመ ወፍሪ ይካየድ። ኣብ ከምዚ ዓይነት ንትርኽ እቶም ቁም ነገራት ተሸፊኖም ይሓልፉን ብዙሕ ታሪኽ ንዘይነበበ ሰብውን የጋግዩን።

ዂናት-ዓድዋ-ውዕል-ውጫሌን-ሚኒሊክንread here the complete article